
ወግዒ ምስ ኣቶ ጎይትኦም ክፍሎም (2ይ ክፋል)
ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል ሕቶ፡- ሓደ ግዜ ኣብ ፈይስቡክ ኣብ ዘስፈርካዮ ዓንቀጽ፡ ንነዊሕ ዓመታት ዝኸደ ዕብለላ ብሄረ-ትግርኛ ኣብ ልዕሊ ብሄረ-ብሌን ንምግላጽ (ብውሑዱ በቲ ባህላውን ቋንቋውን

ወግዒ ምስ ኣቶ ጎይትኦም ክፍሎም
(ቀዳማይ ክፋል) መእተዊ፡- ኣቶ ጎይትኦም ክፍሎም፡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝቕመጥ ሓውናን ኣያናን ኮይኑ፡ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ (እንኮላይ ኣብቲ ድሒሩ ዝተበገሰ ናይ “ይኣክል ምንቅስቓስ”) ንነዊሕ እዋን

ወግዒ ምስ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም
መእተዊ፡- ዶክተር ናዝሬት ኣምለሶም፡ ኣብ ኖርወይ እትነብር፡ ናይ ስነ-ቋንቋ ክኢላ እያ። ኣብ ዮኒቨርሲቲ ኣስመራ፡ ምምህርናን ቋንቋ እንግሊዝን ድሕሪ ምጽናዓ፡ ብ1996 ብብሉጽ ነጥቢ (distinction) ተመሪቓ፡ ን4

Stop the War Immediately!
እዚ ኵናት ብህጹጽ ደው ይበል! ጦርነቱ ባስቸኳይ ይቁም! Stop the War Immediately! [ትግርኛ/አማርኛ/English] ካልኣይ ሰሙኑ ሒዙ ዘሎ ኵናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ጥራይ ተሓጺሩ ክተፍር

ናይ ጥፍኣት ደበና / የጥፋት ደመና
[አማርኛ ከስር] ውግእን ወረ ውግእን ተፈልይዎ ዘይፈልጥ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ሕጂ ‘ውን ደም ግዲ ጸሚኡስ፡ ባርዕ ኵናት ዘዝንብ ከቢድ ደበና ኣንጸላልይዎ ይርከብ። ድሕር’ቲ ቅድሚ ዕስራ

Conversation with Aida Kidane
Introduction: Aida Kidane is an Eritrea friend (born in Ethiopia), who now lives in Sweden. Among friends and colleagues, she is known as a passionate

ወግዒ ምስ በየነ ሰመረ
መእተዊ፡- ናይ ሎሚ ዕዱመይ፡ ካብ ናይ ቤተ-ክህነት ስድራ ብምዃኑ፡ መዝሙረ ዳዊትን ኣርባዕቱ ወንጌላዊያንን ዝበሃሉ ቅዱሳን መጻሕፍቲ ብግእዝ እናንበበ ዝዓበየ ሓው’ዩ። ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ ምስ

ኣናብባ ታሪኽ
ኣሐፊሽካ ምዝራብ (generalize ምግባር) ኣጸጋሚ ክኸውን ዝኽእል’ኳ እንተኾነ፡ ዘይተዓርቀ ናይ ታሪኽ ምዕራፋት ዘይብላ ሃገር፡ ትህሉ ትኸውን ኢልካ ምሕሳብ ዝከኣል ኮይኑ ኣይስመዓንን። ዓቕኑ ድኣሉ ዝፈላለ ዝኸውን

ወግዒ ምስ ሳልሕ ዮኑስ
ኣቶ ሳልሕ ዮኑስ ብዙሕ መፋለጢ/introduction ዘየድልዮ፡ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ቅድሚት ካብ ዝተሰርዑ ሃገራውያን ኮይኑ፡ ብዛያዳ ግን ኣብ awate.com ይጽሕፎ ብዝነበረ ዓንቀጻት፡ ኣብዚ ቀረባ እዋን

ወግዒ ምስ ሓው ኢሳያስ ስዩም
መእተዊ ኣብዚ ናይ ሎሚ ሕታም “ብ1000 ቃላት”፡ ንሓጺር ናይ ጽሑፍ ዝርርብ ተዓዲሙ ዘሎ ሰብ፡ ሓው ኢሳያስ ስዩም ይበሃል። ንሕቶታተይ ዝሃቦ መልሲ ሕጽርን ምጥንን ዝበለ ምስ

ቅድሚ ዩትዩብ ናስትሮ ነበረ
ቅድሚ ዩትዩብ ናስትሮ ነበረ። ቅድሚ ናስትሮ ‘ውን፡ ዘየርከብናሉ ክንከውን ንኽእል ኢና እምበር፡ ዲስኮን ካልእን ነበረ። ገለ ኣርእስታት/ዛዕባታት ኣሎ፡ ክጽሕፈሉ ኢለ ክሓስበሉ ይቕኒ’ሞ፡ እቲ ዝሓስብክዎ ከይጸሓፍክዎ

Conversation with Ahmed Youssouf Mohamed
Question: Please tell me briefly about yourself (where do you live, with which organisation do you work, etc.)? Answer: My name is Ahmed Youssouf Mohamed;

Conversation with Timnet T. Gedar
Question: By way of an introduction, please tell me briefly about yourself (where do you live, your professional and/or academic background, etc.)? Answer: I am

ሕውስዋስ፡ ቅንጥብጣብ፡ ቡምባ ቻይናን ካልእን
ሕውስዋስ፣ ቅንጥብጣብ፣ ቡምባ ቻይናን ካልእን ሎሚ ብDisclaimer’የ ክጅምር (የለኹላን ከም ማለት’ዩ)። እዚ ጽሑፍ’ዚ ሓደ ውጹእ ቴማ የብሉን። ኣንባቢ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ነዚ ከስትብህል ይመዓድ (ጓል ኣንስተይቲ

“ከለሪዝም” / colourism እንታይ እዮ?
ብቛንቋ እንግሊዝ፡ ብዛዕባ “ከለሪዚም” ንፈልጦ ብዙሕ ይህሉ ይኸውን’ዩ። ብቛንቋ ትግርኛ፡ ብፍላይ ብናይ “ሓበሻ” ኣበሃህላኸ ኣፍልጦና ክሳብ ክንደይ’ዩ? መልሲ ናይዘን ሕቶታት ኣብ መወዳእታ ክንጽር’ዩ። ቅድም ግን፡

የኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ቀውስና አንደምታው ለአፍሪካ ቀንድ
ከጦርነት፣ ከፖለቲካዊ ቀውስና ከአምባገነንነት ፋታ አግኝቶ የማውያቀው የአፍሪካ ቀንድ፡ አሁንም ከባድ አደጋዎች ሊያስከትሉ ከሚችሉ ችግሮች ሙሉ በመሉ የተገላገለ አይመስልም (ኮቪድ-19 እና ሌሎች የተፈጥሮ ችግሮችን ሳይጨምር)።

ወግዒ ምስ ፕሮፌሰር ኣስመረት ኣሰፋው በርሀ
ሕቶ፡- ኣብ ድሕሪ ናጽነት (ካብ 1991 ጀሚሩ)፡ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ካብ ዘፍረየቶም ምሁራት (ብውሑዱ ካብ ደቀንስትዮ ተመረቕቲ)፡ መሪሕ ብዝበሃል ኣካይዳ ኣብ ዝለዓለ ሞያዊ ጥርዝን ኣህጉራዊ ተፈላጥነትን

ወግዒ ምስ ዶ/ር ፋኑኤል መስፍን መብራህቱ
ሕቶ፡- ካብ ቅድሚ 17 ዓመትን ልዕሊኡን ኣትሒዙ፡ ሓደ ካብ መስረትቲ ኣባላት ናይ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ)፡ ከምኡ ‘ውን ብደረጃ ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ኣብ

ኮቪድ-19
ኣብዚ እዋን’ዚ ብዘይካ ብዛዕባ ኮረና ቫይረስን እቲ ንሱ ዘስዕቦ ሕማምን (ኮቪድ-19)፡ ብዛዕባ ካልእ ምዝራብ ኣጸጋሚ’ዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይመስለንን። ስለ ዝኾነ፡ ናይ ሎሚ ሕታም “ብ1000 ቃላት”

Covid-19 and the future of global political order
By now, all of us know that Covid-19 is bent to wreck havoc around the world in a scale and magnitude never experienced in the

ህንጸት ድልዱል ማሕበረ-ኮማት
ህንጸት ድልዱል ማሕበረ-ኮማት (ኣብ ሞንጎ ድማ ገለ ብዛዕባ ኮረና ቫይረስ) እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ዓምዲ “ብ1000 ቃላት” ብወግዒ ካብ ዝተፈነወትሉ እዋን (መወዳእታ ወርሒ ጥሪ 2020)፡ ንመጀመርታ ግዜ

ወግዒ ምስ ኣቶ ኣሌክስ ፎቶ
ሕቶ፡- ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ ህግደፍ፡ ካብቶም ዝገደሙን ኣዝዮም ንጡፋትን ተዋሳእቲ ብምዃንካ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ሓያልን ድኹምን ጎድንታት ብሕጽር ዝበለ ከመይ ምገለጽካዮ? መልሲ፡-

Interview with Sara Palacios Arapiles
Question: I have read about your PhD project related to the plight of Eritrean asylum seekers in Europe. How did you develop interest on Eritrea? Answer:

ወግዒ ምስ ኣቶ ኣሕመድ ራጂ
ሕቶ፡- እቲ ኣብ ፈይስቡክ እተመሓድሮ፡ “Eritrea’s Disappeared” ብዝብል ስም ዝፍለጥ፡ ደሃዮም ናይ ዘይፍለጥ ግዳያት ታሪኽ ዝጸዊ ዓምዲ፡ ብኸመይ ጀሚርካዮ? ክሳብ ሕጂ ናይ ክንደይ ዝኾኑ ሰባት

In 1000 Words
ወግዒ ብ1000 ቃላት
የ1000 ቃላት ወግ
(ትግርኛ ኣብ ታሕቲ) (አማርኛ ከታች) With the release of this website, Daniel also announces the launch of a biweekly column (blog), which goes by the