Daniel Mekonnen

Preliminary Ranking of Most Popular Eritrean YouTube Channels

Preliminary Ranking of Most Popular Eritrean YouTube Channels  [ትግርኛ ኣብ ታሕቲ / See below for Tigrinya] The following is a tentative ranking of the most popular Eritrean YouTube Channels surveyed on the basis of data publicly accessible their YouTube pages (accessed on 24 April 2021). I have surveyed a total of 33 channels selected on …

Preliminary Ranking of Most Popular Eritrean YouTube Channels Read More »

A Step Towards a Fair Asylum Policy in Europe

My colleague, Spanish human rights lawyer Sara Palacios Arapiles and myself have just completed a lengthy Expert Report, commission by the Berlin-based Equal Rights Beyond Borders and its partner the International Refugee Assistance Project. A full version of the expert report, titled “Access to Official Documents by Eritrean Refugees in the Context of Family Reunification …

A Step Towards a Fair Asylum Policy in Europe Read More »

In Memoriam: Milkias M. Yohannes as a Quintessence of the ‘Eritrean Spring of Free Press’

Last Friday (26.03.2021), we heard an obituary of a dear friend, a champion of his type, the indomitable Milkias Mihreteab Yohannes, Co-founder and Former Editor-in-Chief of Keste-Debena (a banned Eritrean newspaper). He died in the United States at the age of 51 due to bad health with which he has been grappling since July of …

In Memoriam: Milkias M. Yohannes as a Quintessence of the ‘Eritrean Spring of Free Press’ Read More »

መመሪጽካ ነድሪ (ድርብ መለክዒ)

ትማሊ (ዕለት 06.03.2021) ዝተፈነወ፡ ምስ ሰቲት ሜዳያ ዘካየድክዎ ቃለ-መሕትት ኔሩ። ኣብቲ ቃለ-መጠይቕ ከስምረሉ ደልየ ዝነበርኩ ገለ ተወሰኽቲ ሓሳባት፡ ግን ከይጠቐስክዎ ዝሓለፍኩ ብምንባሩ፡ ከም መመላእታ (follow-up)፡ ነቲ ብቛንቛ እንግሊዝ “selective outrage” ዝብል ሓሳብ ምርኩስ ጌረ፡ “መመሪጽካ ነድሪ” ብዝብል መልእኽቲ ከቕርቦ መሪጸ። ኣብ ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ፡ ብህግደፍ “ሃገራውያን ደለይቲ ፍትሒ” ዝብል ስም ዝተወሃቦም፡ ሓደስቲ ዓይነት “ደለይቲ ፍትሒ” …

መመሪጽካ ነድሪ (ድርብ መለክዒ) Read More »

ሓንቲ ካብ መሰረታውያን ሕቶታት ናይዚ እዋን

ኤርትራስ፡ ኣብቲ ናይ 1998 ኩናት ምስ ኢትዮጵያ፡ ወራር ፈጺማ ኔራ’ዶ ኣይነበረትን ትብል ሕቶ’ያ። እቲ ዝሓጸረ መልሲ፡ እወ ዝብል ኮይኑ፡ ቁሩብ መብርሂ ግን ይደሊ። እታ ሕቶ ሓዳስ ሕቶ ኮይና ኣይኮነትን። ብተረድኦይ፡ ዳርጋ ብዘየሻሙ መገዲ ‘ውን ተመሊሳ እያ ቅድሚ ሕጂ። ግዳስ፡ disingenous (ቅንዕና ዝጎደሎ) ኣተርጓጉማ ናይቲ መልሲ ክወሃብ ስለ ዝሰምዕ፡ ትም ኢልካ ምሕላፉ ድማ ስለ ዘየኽእል’ዩ። እቲ …

ሓንቲ ካብ መሰረታውያን ሕቶታት ናይዚ እዋን Read More »

Migration and the Perils of an Impending Moral Decadence in Europe

On 27 January 2021, the UN Human Rights Committee (the Committee) adopted a historic decision related to the plight of refugees who are helplessly perishing in the Mediterranean Sea. The Committee’s decision is related to the applicability of the well-known Maritime Law principle of “search and rescue” to distressful refugees in the high seas. The …

Migration and the Perils of an Impending Moral Decadence in Europe Read More »

ኣሃዛት (ቁጽርታት)

ዓሰርተው ሸውዓተ፣ ዕስራን ሸውዓተን፣ ሰላሳ፣ ከምኡ ድማ ሓደ። ብዙሕ ተጀሚሩ ዘይውዳእ ጽሑፋት ኣሎ። ወይ ‘ውን ምስ ተወደአ፡ “ኦይ! ነዚኣስ ከምዝን ከምትን ኢንታ ከውጹላ’ዮም” ኢልካ ትርጥርጦ ‘ውን ኣሎ። ገለ ክፋል ናይዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ካብ ከምኡ ንዋራ’ዩ ወጺኡ፤ “ዝበሉ ይበሉ” ኢልካ ትፍንዎ ‘ውን ስለ ዘሎ። ሓደ ግዜ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ (ምስ ከምዚ ተመሳሳልነት ዘለዎ) ጽሑፍ ክሓናጥጥ ዘስተብሃለ ሓደ …

ኣሃዛት (ቁጽርታት) Read More »

ወግዒ ምስ ኣቶ ጎይትኦም ክፍሎም (2ይ ክፋል)

ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል  ሕቶ፡- ሓደ ግዜ ኣብ ፈይስቡክ ኣብ ዘስፈርካዮ ዓንቀጽ፡ ንነዊሕ ዓመታት ዝኸደ ዕብለላ ብሄረ-ትግርኛ ኣብ ልዕሊ ብሄረ-ብሌን ንምግላጽ (ብውሑዱ በቲ ባህላውን ቋንቋውን መዳያት)፡ ምቕያር ያታዊ ኣስማት ናይ ደቂ ብሌን፡ ካብ ብሌን ናብ ትግርኛ፡ ከም ኣብነት ኣልዒልካ ኔርካ። ብኸመይ’ዩ ዝፍጸም ኔሩ እቲ ምቕያር፧ ጽልውኡ’ኸ ክሳብ ክንደይ’ዩ፧ መልሲ፡- ኣብ ዝኾነ ሃገር፡ ናይ ተሰማዕቲ ጸሓፍትን ደረፍትን …

ወግዒ ምስ ኣቶ ጎይትኦም ክፍሎም (2ይ ክፋል) Read More »

ወግዒ ምስ ኣቶ ጎይትኦም ክፍሎም

(ቀዳማይ ክፋል)  መእተዊ፡- ኣቶ ጎይትኦም ክፍሎም፡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝቕመጥ ሓውናን ኣያናን ኮይኑ፡ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ምልኪ (እንኮላይ ኣብቲ ድሒሩ ዝተበገሰ ናይ “ይኣክል ምንቅስቓስ”) ንነዊሕ እዋን ከይተሓለለ ሞራላዊ ሓላፍነቱ ዝዋጻእ ዘሎ’ዩ። ኣቦ ወንበር ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን-ኤርትራ/ሆደ እንኮላይ እዩ። ኣብ መሰል ውሓዳን (minority rights) ዘተኮረ ናይ ጽሑፍ ዕላል ኣካይዳና ኔርና። ከምዚ ዝስዕብ ይቐርብ። ሕቶ፡- ኣብ ኤርትራ፡ …

ወግዒ ምስ ኣቶ ጎይትኦም ክፍሎም Read More »